
Get clients in any niche!
Delegate the launch of advertising to us — for free
Learn more
14.5

Advertising on the Telegram channel «መሶብ ትግርኛ Mesob Tigrigna»
5.0
13
Mesob Tigrigna is an Online Social Media Platform that disseminates up-to-date and/or helpful
👉 News
👉 Health
👉 Sports
👉 Technology , and
👉 Personal Development Tips in Tigrigna Language from Professional and credible sources.
Share
Add to favorite
Buy advertising in this channel
Placement Format:
keyboard_arrow_down
- 1/24
- 2/48
- 3/72
- Native
- 7 days
- Forwards
1 hour in the top / 24 hours in the feed
Quantity
%keyboard_arrow_down
- 1
- 2
- 3
- 4
- 5
- 8
- 10
- 15
Advertising publication cost
local_activity
$1.20$1.20local_mall
0.0%
Remaining at this price:0
Recent Channel Posts
imageImage preview is unavailable
ብሰንኪ #ሓደጋ_ባርዕ ህይወት #ነብሰፁር ኣዶ ምስ 3 ደቃ ሓሊፉ😭😭
ኣብ ሃገረ ሱዳን መዕቆቢ ስደተኛታት ኡምጉርጉር ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ትግራዋይቲ ኣዶ ምስ ሰለስተ ደቃ ህይወታ ከምዝሓለፈ ተሓቢሩ።
ቴሌቭዥን ትግራይ ናብቲ ቦታ ደዊሉ ከምዘረጋገፆ በቲ ሓደጋ ባርዕ ህይወታ ዝሰኣነት ኣዶ ብሰንኪ ኩናት ሕድሕድ ሱዳን ካብ ካርቱም ናብ ኡምጉርጉር ዝተመዛበለት እያ።
ህይወታን ህይወት ሰለስተ ደቃን ብሓደጋ ዝሰኣነት ኣዶ ነፍሰፁር ምንባራ እውን ተገሊፁ።
ኣብ ሱዳን መዕቆቢ ተጋሩ ስደተኛታት ብተደጋጋሚ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ዛጊድ 10 ወገናትና ህይወቶም ሓሊፉ ኣሎ።
ኣብ ሱዳን ዘዕቆቡ ተጋሩ ብሰንኪ ዘይምትግባር ዉዕሊ ፕሪቶርያ ናብ ዝኸፍአ ናይ ህልዉና ሓደጋ ተሳጢሖም ።
#TigTv
426
16:53
02.05.2025
ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ምስ ማሕበረሰብ ንግድን ተጋሩ ሰብ ሃፍትን ምኽክር የካይዱ ኣለው።
ፕረዚደንት ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ድሕረ ኲናት ትግራይ ብፍላይ ድማ ኣብ ማሕበረ ቁጠባ ትግራይ ዳግም ምንቕቓሕ ዝዓለመ መድረኽ ሎሚ 17 ማዝያ 2017 ዓ/ም ምስ ሰብ ሃፍትን መዳርግቲ ኣካላትን ዘተ የሳልጡ ኣለው።
እዚ መድረኽ ማሕበረሰብ ንግድን ሰብ ሃፍትን ትግራይ ኣብ ድሕረ ኲናት ትግራይ ዘለዎም ፀገማትን ፀቕጥታትን ንምፍታሕ ዝዓለመ ኮይኑ፣ ኣብዚ መድረኽ ብዋናነት ተጋሩ ሰብ ሃፍቲ ቅድሚ ኲናት ሃገር ሰላም እዩ ኢሎም ኣብ ሰፊሕ ናይ ኢንቨስትመንትን ንግድን ስራሕቲ ገዚፍ መዋእለ ንዋዮም ኣፊሲሶም እናሰርሑ ምፅነሖም ዝገለፁ ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ፣ ይኹን እምበር ብሰንኪ እቲ ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ፅንተታዊ ኲናት ዒላማ ከምዝተገበሩ ብምግላፅ ማሕበረ ሰብ ንግዲ ተጋሩ ኣብ ከቢድ ፀገም ምውዳቖም ሓቢሮም።
እዚ ፀገም ፖለቲካዊ ፍታሕ እዩ ዝጠልብ ዝበሉ እቶም ፕረዚደንት፤ ምስ ዝምልከቶም ናይ ፌደራል ኣካላት መድረኽ ተዳልዩ ዝምልከቶም ኣካላት ፍታሕ ንኽግበር ብዕቱብ ክራሕ እዩ ኢሎም።
ካብዚ ብተወሳኺ ምስ ዕቋርን ልቓሕን ዝተተሓሓዙ ፀገማት ከምኡ'ውን ምስ ኢንቨስትመንትን ኣቕርቦት መሬትን ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ 'ውን ከምዝስራሕ ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም።
ብተመሳሳሊ ኣብ ትግራይ ክረአ ዝፀንሐ ናይ ፀፅታ ፀገምን ልዕልነት ሕግን ክፍተታት ኣብ ምንቕቓሕ ማሕበረ ቁጠባ ትግራይ ኣሉታዊ ፅልዋ ኣንቢሩ እዩ ዝበሉ ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ፤ መንግስቲ ምስ ሕብረተሰብ ብምትሕብባር ነዚ ፀገም ንምቕራፍ ብልዑል ትኹረት ከምዝስራሕ ኣብሪሆም።
ኣብ መወዳእታ ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ኣብ ዘቕረብዎ መበገሲ ሓሳብ ተሳተፍቲ እቲ መድረኽ ሰፊሕን ዕምቆት ዘለዎን ዘተ እናሳለጡ እዮም።
ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት
18/08/2017 ዓ/ም
631
07:41
26.04.2025
#ቆልዓ #ምስ #ስኒ #ተወሊዱ
ሰላም ዶክተር ሎሚ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ቈልዓ ስኒ ሒዙ ተወሊዱ ኢሎም ❓
ዶክተር ኣቤል ግደይ
📌እወ: ሓደ ቈልዓ ስኒ ሒዙ ኪውለድ ይኽእል እዩ፣ እዚ ድማ ስኒ ሕርሲ ተባሂሉ ይፍለጥ።
⸻
♻️ኣስናን ሕርሲ እንታይ እዮም?
📌ኣስናን ሕርሲ ኣብ እዋን ልደት ዝርከቡ ኣስናን እዮም።
ኣስናን ህጻናት ድሕሪ ምውላዶም ኣብተን ቀዳሞት 30 መዓልታት ይነድዱ።
📌እዞም ኣስናን እዚኦም መብዛሕትኡ ግዜ ኣካል ናይቲ ንቡር ስብስብ መባእታዊ (ህጻን) ኣስናን እምበር ተወሳኺ ኣይኮኑን።
⸻
♻️ቁልፊ ሓቅታት
• ካብ 2000 ክሳብ 3000 ሕርሲ ኣብ ኣስታት 1 ይኽሰት።
• ብብዝሒ ኣብ ታሕተዋይ ናይ ቅድሚት ድድብ (mandibular central incisors) ይረኣዩ።
• ልሕሉሕ፡ ዘይማዕበለ ወይ ውሑድ ኣቃውማ ሱር ክህልዎ ይኽእል።
⸻
🔴ጠንቅታትን ሓደጋታትን
ብዙሓት ሕሙማት ኢዲዮፓቲክ (ጠንቂ ዘይፍለጥ) ክኾኑ እንከለዉ፡ ገሊኦም ግን ምስ፤
• ውርሻዊ ረቛሒታት
• ሲንድሮም (ንኣብነት፡ ኤሊስ-ቫን ክረቨልድ ሲንድሮም፡ ሶቶስ ሲንድሮም፡ ሃለርማን-ስትራይፍ ሲንድሮም)
• ሕጽረት ኣመጋግባ ወይ ጽልዋ ሆርሞናት ኣብ ማህጸን።
⸻
🔴እንታይ ፀገም የስዕብ?
• እቲ ስኒ ኣዝዩ ልሕሉሕ እንተኾይኑ ናይ ምፍንጫው ሓደጋ
• ቁስሊ መልሓስ ህጻን (ሕማም ሪጋ-ፌደ) .
• ብሰንኪ ዘይምቾት ንኣደ ምጥባው ጸገም
⸻
🔴ህክምና
• እቲ ስኒ ርጉእ እንተኾይኑን ጸገም እንተዘይፈጢሩን ሕክምና ኣየድልን።
• ምውጻእ ክምከር ዝኽእል ምዓዝ ዩ፤
📌 እቲ ስኒ ኣዝዩ ተንቀሳቓሲ እዩ።
📌 መጉዳእቲ ወይ ናይ ምምጋብ ጉዳይ የስዕብ ኣሎ።
📌 ናይ ምውሓጥ ወይ ናይ ምፍንጫው ሓደጋ ኣሎ።
ሓኪም ስኒ ህጻናት ወይ ሓኪም ህጻናት ዝኾነ ናይ ሕርሲ ወይ ናይ ህጻናት ኣስናን ክግምግሞ ኣለዎ።
⸻
መወከሲታት
• American Academy of Pediatric Dentistry (AAPD) – Natal and Neonatal Teeth
• Nelson Textbook of Pediatrics, 21st Edition
• Cunha RF et al. “Natal and neonatal teeth: review of the literature.” Pediatr Dent. 2001;23(2):158-62.
• MedlinePlus – Natal Teeth
544
06:58
25.04.2025
imageImage preview is unavailable
ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ዓይደር ጣብያ ዓዲሓ ቀጠና 14 ብገበን ስርቂ መሰረተ ልምዓት ዝተኸሰሰ ውልቀ ሰብ ብማእሰርቲ ተቐፂዑ ።
፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨
መቐለ :- 17 ሚያዝያ 2017 ዓ/ም ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ጣብያ ዓዲሓ ቀጠና 14 ናብ በዓል ፋሲካ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ሰዓት 8:00 ብስርቂ መሰረተ ልምዓት ተኸሲሱ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ብማእሰርቲ 6 ዓመት ተፈሪድዎ ከም መብርሂ መተሓባባሪ ምፅራይ ገበን እቲ ክፍለ ከተማ ም/ኮ/ር ኣለም ገብረዮሃንስ: ተኸሳሲ ፀጋይ ካልኣዩ ምጽኣቱ ዝተብሃለ ውልቀ ሰብ ካብ ፓሎ ናብ ቆፃሪት ዝተዘርገሐ 42 ሜትሮ ገመድ ኤሌክትሪክ ቆሪፁ እንተኸይድ ኣብቲ ከባቢ ስራሕቲ ፀጥታ ተዋፊሮም ዝነበሩ ኣካላት ብጥርጣረ ጠጠው ምስ ኣበልዎ ወዲቑ ዝረኸቦ ከም ዝኾነ እኳ እንተሓበረ ናብ ጣብያ ፖሊስ ቀሪቡ ብዝተገበረሉ ምጽራይ ኣሚኑ።
በዚ መሰረት ፖሊስ ክፍለ ከተማ ዓይደር ሽዑ ንሽዑ መዝገቡ ኣፃርዩ ናብ ዝምለከቶ ኣካል ፍትሒ ዝለኣኾ መዝገብ ዝተኸታተለ ምድብ መጋባእያ ቤት ፍርዲ እቲ ክፍለ ከተማ ድማ 15 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም ኣብ ዝወዓለ መጋባእይኡ ብፅኑዕ ማእሰርቲ 6 ዓመታት ክቕፃዕ ምውሳኑ እቶም ም/ ኮማንደር ወሲኾም ገሊፆም።
መምርሒ ፖሊስ ከተማ መቐለ
17 ሚያዝያ 2017 ዓ/ም
+251 909 60 33 60
+251 344 41 76 95
440
06:58
25.04.2025
"ቀንዲ ዕማም ግዝያዊ ምምሕዳር ኣብ ከቢድ ናብራ ዝርከብ ተመዛበልቲ ወገናትና ምምላስ እዩ"
ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ
ፕረዚደንት ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ሎሚ 16 ሚያዝያ 2017 ዓ/ም ላዕለዋይ ሓላፊ ኮሚቴ ምክትታል፣ ምርግጋፅን ምኽባርን ስምምዕ ፕሪቶርያ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪካ ኮይኖም ንዝተመደቡ ሜጀር ጀነራል ሳማድ ኣክሶዴ ኣብ ፅሕፈት ቤቶም ተቐቢሎም ዘዘራረቡ እንትኾን ኣብ ከቢድ ናብራ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ናይ ምምላስ ጉዳይ ቀዳማይ ዕማም ናይቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምዃኑ ሓቢሮም።
ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ኣተሓሕዞም ኣብ ምምላስ ተመዛበልቲ፣ ኣፈፃፅማ ምስንባትን ዳግም ናብ ሕብረተሰብ ምጽንባርን ሰራዊት ብሓፈሻ ኣብ ኣፈፃፅማ ውዕል ፕሪቶሪያ ምስ ፌደራል መንግስቲ ብምቅርራብ ከምዝስራሕ ገሊፆም።
ብሓደ ሓደ ኣካላት ዳግማይ ኲናት ክለዓል እዩ ዝብል ስግኣታት ከምዝስማዕ ዝገለፁ ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ፣ ብዝኾነ ይኹን ምኽንያት ትግራይ ናብ ዳግማይ ኲናት ትኣትወሉ ምኽንያት ከምዘይህሉ ገሊፆም። ትግራይ ንዝኾነ ይኹን ኣካል ደጊፋ ደው ትብለሉ ምኽንያት ከምዘየለ ዝሓበሩ እቶም ፕረዚደንት፣ ትግራይ ካብ ደጊም ኣብ ዳግመ ሕውየትን ህንፀትን ድኣ እምበር ናብ ኲናት ንኸይትኣቱ ብዕቱብ ከምዝሰርሕ እውን ገሊፆም።
ማሕበረሰብ ዓለም ብፍላይ ድማ ሕብረት ኣፍሪካ ይኹን ኩሎም መዳርግቲ ውዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያ ንሙሉእ ትግባረ እቲ ውዕሊ ዝግበኦም ኩሉ ንኽሰርሑ ዝፀውዑ ፕረዚደንት ታደሰ፣ ምስ መሪሕነት ኮሚቴ ምክትታል፣ ምርግጋፅን ምኽባርን ስምምዕ ፕሪቶርያ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ዘለዎም ቁሩብነት ወሲኾም ገሊፆም።
እቶም ላዕለዋይ ሓላፊ ብወገኖም ኣብ ዙሪያ ኣፈፃፅማ ውዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያ፣ ምምላስ ተመዛበልቲ፣ ኣፈፃፅማ ከይዲ DDR ንምዝርራብ ከምዝመፁ ብምሕባር ንሙሉእ ተፈፃምነት ውዕል ፕሪቶሪያ ዝከኣሎም ከምዝሰርሑ ገሊፆም።
ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት
16 ሚያዝያ 2017 ዓ/ም
494
17:28
24.04.2025
【DPK-AI Trading】Automatic quantitative system can automatically search for the lowest selling price of digital currencies such as BTC, ETH, USDT, etc. on major exchanges, and quickly purchase them in seconds.
1.DPKAI-quantification, deposits and withdrawals are automatically credited.
2. VIP1-VIP11, quantitative income 20% -35% income.
3. Support multi-currency, smart investment income 25%% up to 40% income.
4. Quantification is reset every 24 hours, and each person can participate in quantitative trading income once a day.
5. Recommend three-level agent invitation rewards, the more invitations, the more rewards, there is no upper limit [A reward 10%, B reward 5%, C reward 3% = 18% reward], send the invitation link to share to your social software, such as: Tiktok, Facebook, Twitter, YouTube, Instagram, WhatsApp group, Telegram group, etc.
【DPK-AI Trading】Registration link: https://dpk-ai.com/#/register?ref=412922
【DPK-AI Trading】Online customer service: https://chat.ssrchat.com/service/gomw2j
555
16:57
22.04.2025
imageImage preview is unavailable
New platform, new opportunities, seize the opportunity and create a better tomorrow! Huawei 5G is a high-quality online work platform dedicated to creating a high-income platform for low-income people and people with dreams. To help you get a satisfactory income, please set the following goals:
1️⃣ Invite 1 new member to join your team every day and become a formal member.
2️⃣ Guide 1 B-level member to invite work every day to help them increase their income.
3️⃣ Help 1 B-level member to increase their income by leasing high-yield products every day.
Remember, you are here to make money, not to waste time. If you don't work hard today, your income will not change tomorrow.
Channel link: https://t.me/huawei5G_investors
Registration link:https://www.hw5ginvestors.com/?invitation_code=54119
641
19:07
16.04.2025
#ዘሰሙነ_ሕማማት
✍️ሰሙነ ሕማማት እንትንብል ናይ ሕማማት ሰሙን ማለት እዩ።
ካብ ዕለተ ሆሳእና ጀሚሩ እስካብ ዕለተ ትንሳኤ ዘለው ዕለታት አዝዩ ልዕል ዝበለ መንፈሳዊ ሕይወት ዝርኣየሉ ክርስቲያናዊ አምልኮት ብዝበለፀ ዝጸባረቀሉ ፍሉይ ናይ ጸሎትን ናይ ስግደትን ዕለታት እዮም። ብተወሳኪ ናይ ሕማማት ሰሙን ናይ ኦሪት ግዜ ዝዝከረሉ ሰሙን እዩ።
✍️ ንመጀመሪያ ግዜ ናይ ሰሙነ ሕማማት ምንባባት ዝዳለው ናይ ገዳመ መቃርስ መነኮሳት እዮም።(ግብረ ሕማማት)
ሕማማት ማለት እንታይ ማለት እዩ❓
✍️ናይ ዓብዪ ጾም ሻምናይ ሰሙን ሰሙነ ሕማማት ይበሃል። ሕማማት እንትንብል ነቢዩ ኢሳይያስ "ነሥአ ደዌነ ወፆረ ሕማመነ። ብሓቂ ንሱ ንሕማምና ጾሮ፡ ንስቓይና ኸኣ ኣብ ነፍሱ ጸዓኖ፡ ንሕና ግና ከም እተወቕዔን ብእግዚኣብሄር ከም እተቐዝፈን ከም እተዋረደን ጌርና ኣቋጸርናዮ፡ ንሕናውን ብስምብራቱ ሓዌና" ኢሉ ዝተናገሮ ቃል ተፈጺሙ
ጎይታና ናይ ሰብ ፍቅሪ አግቢርዎ ካብ ሰማያት ወሪዱ ካብ ድንግል ማርያም ተወሊዱ እንበለ ኃጢአት ከማና ሰብ ኮይኑ ብአይሁድ ኢድ ተታሒዙ ተሰቂሉ ሙማቱን እንዝክረሉ ሰሙን እዩ።
✍️ ጎይታናን መድሓኒትናን ኢየሱስ ክርስቶስ ናይ ወዲ ሰብ ዘርኢ ኩሉ ካብ ዲያብሎስ ባርነት ነፃ ንከውፅእ ንአይሁድ ተማሓላሊፉ ካብ ዝተወሃበሉ ሰዓት ጀሚሩ ቅድስት ነፍሱ ካብ ቅዱስ ሥግኡ ብሥልጣኑ እስካብ ዝፈልያ ዘሎ ግዜ ብፍቃዱ ዝተቀበሉ ዝተፈላለዩ ጸዋትወ መከራን ስቓይን ንምዝካር ሕማማት ተባሂሉ።
አብ ሰሙነ ሕማማት ዝተኸልኸሉ እንታይ እንታይ እዮም❓
፩. መስቀል ምስላም
መስቀል ዘይንሳለመሉ ምክንያት ቅድሚ ክርስቶስ አብ መስቀል ምስቃሉ ናይ ወንጅለኞታት መቅፅዒ ናይ መርገም መግለፂ እዩ ነይሩ።ዘዳ ፳፩፥፳፪ ተባሂሉ ከምዝተነገረ ገና ብክርስቶስ ደም ስለዘይከበረ አቅዲሙ መስቀል ናይ ድኅነትን ናይ ነጻነትን ምልክት(አርማ) ከምዘይነበረ ንምዝኻር እዩ፤ ምክንያቱ መስቀል ክብሪ ዝረኸበ ክርስቶስ ተሰቂሉ ክቡር ደሙ አብ ልዕሊ እቲ መስቀል ምስ አፍሰሰ እዩ።
፪.ምስዕዓም አይፍቀድን
አብ ሰሙነ ሕማማት ሰላምታ ምልውዋጥ፣ ምስዕዓም ዘይፍቀደሉ ምክንያት ይሁዳ ክርስቶስ ብምስዓም አሕሊፉ ብምሃቡን ንሱ ንምዝኻርን ናይ ቀልዓለም(ሓሶት) ሰላምታ ንምቅዋም እዩ።
፫. ጸሎተ ፍትሐት የለን
እዚ ማለት አብ ሕማማት ውሽጢ ሓደ ክርስቲያን እንድሕር ሞይቱ ጸሎተ ፍትሐት አይግበረሉን ናይዚ ምክንያት ድማ ሰሙነ ሕማማት ናይ ዓመተ ፍዳ ናይ ዓመተ ኩነኔ መዘከርታ እዩ፤ቅድመ ስቅለት 5500 ዘመን አብ ሲኦል ዝተአሰሩ እሱራት ከም ዘይተፈትሑ ንምዝኻር እዩ።
፬.ናይ መልክዕ ጸሎት አይፅለይን
ናይ መልክዕ ጸሎት ማለት መልክአ ሥላሴ፣መልክአ መድኃኔዓለም፣መልክአ ማርያም፣ መልክአ ኢየሱስ ፣ መልክአ ሚካኤል ወ.ዘ.ተ. እዮም።
ብዚ መሠረት እዚ አብ ሰሙነ ሕማማት ውሽጢ ናይ መልክዕ ጸሎት ዘይፅለየሉ ምክንያት ጎይታናን መድሓኒትናን ኢየሱስ ክርስቶስ አብ መከራ ሰዓት ካብ ግርፋቱ ብዝሓት ካብ ሕማሙ ፅንዓት ዝተለዓለ ናይ መልኪዑ ፅባቐ ጠፊኡ ስለዝነበረ ንዑ ንምዝኻር እዩ። ነቢዩ ኢሳይያስ " መልክዕን ውቃበን ኣይነበሮን፡ ምስ ርኤናዮ፡ ዜብህገና ትርኢት ኣይነበሮን"ኢሳ ፶፫፥፪
ስለዝኾነ አብ ሰሙነ ሕማማት ☑️ግብረ ሕማማት
☑️ወዳሴ ማርያም
☑️አንቀፀ ብርሃንን ይዌድስዋ
☑️መዝሙረ ዳዊት ንጸሎት ክናንብቦም ዝግብኡና መጻሕፍት እዮም።
መጽሐፍ ቅዱስ እውን ምንባብ ይካአል እዩ።
፭. ሥርዓተ ጥምቀት የለን
አብ ሰሙነ ሕማማት ጥምቀት ዘይብሉ ምክንያት ጎይታናን መድሓኒትናን ኢየሱስ ክርስቶስ አብ መስቀል ተሰቂሉ ካሕሳ ቅድሚ ምፍጻሙ አግብርተ ዲያብሎስ አዕማተ ዲያብሎስ እምበር አግብርተ እግዚአብሔር አእማተ እግዚአብሔር ተባሂሉ ምፅዋዕ አይነበረን፤ውልድነት አይተረከብን ንማለት እዩ። ሓደ ሰብ አብኡ እናተገረፈ፤እናተሰቀለ፤መከራ እናተቀበለ ልደቱ ዘክብር ከምዘየለ ኩሉ ፈጣሪና ንዓና ኢሉ መከራ እናተቀበለ ሓጉስ ምግባር አይግባእን።
✍️ነገርግን ዝተወለዱ ህፃናት ክርስትኖኦም አብ ሕማማት እንድሕር ወዒሉ እንታይ ንገብር ተተባሂሉ❓
ካብ ሶኒ እስካብ ሐሙስ ዘለው መዓልታት ውሽጢ እንድሕር ኮይኑ በዕለተ ሆሳእና ክርስትና ክላዓሉ (ክጥመቁ) ይግበር። ካብ ሐሙስ ንድሕሪት እንድሕር ኮይኑ ብዕለተ ትንሳኤ ክርስትና ክላዓሉ ይግበር።
፮.ጸሎተ ቅዳሴን ቁርባንን የለን
ብሕማማት ዘይቅደሰሉ ምክንያት ጎይታ ባዕሉ መስዋእቲ ኮይኑ ዝቀርበሉ ብዕለተ ዓርቢ ስለዝኮነ መሥዋዕተ ሐዲስ ገና ኣይተሰወአን እንትንብል እንተለና እዩ። ብተወሳኺ ናይ ትንሳኤ ዓወት ቅድሚ ምርአይና መሥዋዕቲ ኣይናቅርብን ክንብል እንተለና እዩ። ብዝተፈለየ መልኪዑ ግን ዕለተ ሐሙስ ቅዳሴ አሎ እዩ።
፯.ቡራኬን ኑዛዜ እውን የለን።
መምህር ኤርምያስ ሓጎስ(ኢ/ር)
603
05:30
14.04.2025
imageImage preview is unavailable
#መግለፂ ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (#ህወሓት)
631
15:43
12.04.2025
imageImage preview is unavailable
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሚኒስትር ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ኮይኖም ከምዝተሸሙ ተሓቢሩ ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ካብ ሎሚ 3 ሚያዝያ 2017 ዓ/ም ጀሚሩ ኣማኻሪ ሚንስትር ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ኮይኖም ከምዝሾምዎም ተሓቢሩ ኣሎ ።
ሰናይ ናይ ስራሕ ግዘ
739
06:19
11.04.2025
close
Reviews channel
keyboard_arrow_down
- Added: Newest first
- Added: Oldest first
- Rating: High to low
- Rating: Low to high
5.0
4 reviews over 6 months
Excellent (100%) In the last 6 months
f
**biubiu@*****.com
On the service since January 2025
01.03.202522:33
5
Precise task compliance
Show more
New items
Channel statistics
Rating
14.5
Rating reviews
5.0
Сhannel Rating
39
Subscribers:
3.3K
APV
lock_outline
ER
9.3%
Posts per day:
3.0
CPM
lock_outlineSelected
0
channels for:$0.00
Subscribers:
0
Views:
lock_outline
Add to CartBuy for:$0.00
Комментарий