
Tigray-University(ሓበሬታ)
📚Freshman course 📚Blue print for exit exam 📚Remedial Course 📚personal Development Book 🔊Technology Tips and educational news 📳Digital World Tips 👉 ንለውጥን ዕቤትን ተምሃሮ ትግራይ ዝተክፍተ ቻናል!!
Channel statistics
እዚ ሓበሬታ 12ተ ክፍሊ ንዝፍተኑ ኣሕዋትኩሙን መሓዝትኩምን share ግበርሎም።@tigrayuniversity1
ሎሚ ክዛረበኩም ዝደሊ ብዛዕባ ዩኒቨርሲቲ እዩ። ገለ ካባኻትኩም ዩኒቨርሲቲ ምእታው ጥቕሚ የብሉን፣ ግዜ ምብኻን እዩ እናበልኩም ክትሓስቡ ትኽእሉ ኢኹም፤ እምበኣርከስ...
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ክንረክቦም ካብ ንክእል ጥቅሚ ነገር ንርአ👇
📌 ናይ ኣተሓሳስባኹም ኣረኣእያ ይሰፍሕ፦ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምስ ካብ ዝተፈላለየ ባህሊ፣ ኣተዓባብያን እምነትን ዝመጹ ሰባት ትራኸቡ። ምሰኣቶም ክትዘራረቡ፣ ክትመሃሩን ክትጋገዩን ከለኹም ብዙሓት ሓደሽቲ ነገራት ትመሃሩ። ዓለም ከመይ ምዃና ብዝበለጸ መንገዲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምርዳእ ይከኣል። ሓደ በሉሉይ!
📌 ክእለትኩም ተማዕብሉ፦ ዩኒቨርሲቲ ትምህርቲ ጥራይ ዘይኮነስ ክእለት እተማዕብሉሉ ቦታ እውን እዩ። ዩኒቨርሲቲታት ብስሩዕ ትምህርቲ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ዝተፈላለዩ ክእለታት ንምምሃር ዕድል ይህቡ። ንኣብነት፣ ዩኒቨርሲቲ ዝህቦ ናጻ ኢንተርኔት(Wifi) ብምጥቃም ዝተፈላለዩ ኮርሳት ብ(online)ብምውሳድ ንመጻኢ ህይወት ዝጠቕሙ ክእለታት ምምሃር ይከኣል። እትደልይዎ ሞያ ብናጻ ተማሂርኩም ንጽባሕ ህይወትኩም መሰረት ክተንብሩ ትኽእሉ ኢኹም።ክልተ በሉሉይ!
📌 ንርእስኹም ትፈልጥዋ፦ ዩኒቨርሲቲ መን ምዃንኩም፣ እንታይ ከም እትደልዩን እንታይ ክትገብሩ ከም እትኽእሉን እትፈልጡሉ ቦታ እዩ።ስለሰተ በሉለይ ኣብዚኣ ካብ በፃሕኩም ቻናልና Tigray-University(ሓበሬታ) ከምዚኦምን ካልኦትን ትምህርታዊ ሓበሬታ ስለ ዝለቅቅ join ዘይገበርኩም join ግበሩ ቤተሰብ ቻናልና ዝኮንኩም ድማ share ግበሩ እሞ ኣብ ቀፃሊ ካልእ ኣብ ዩኒቨርስቲ ክንረክቦም ንክእል ጥቅምታት ሒዘልኩም ክመፅእ እየ።ንሕዚ ግን ሓንቲ ራብዐይቲ ክወስከኩም እሞ ቀፃሊ ግን ብሰፊሑ part two ሒዘልኩም ክመፅእ share ግን ኣይትረስዑ ሃየ።
📌 ንመጻኢ ህይወትኩም ትዳለዉ፦ ዩኒቨርሲቲ ንስራሕ ዓለም ፣ ንዝሓሸ ህይወትን ዘዳልወኩም ዓብዪ ዕድል እዩ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዝተረኽበ ፍልጠትን ዝማዕበለ ክእለትን መብዛሕትኡ ብናይ ውልቂ ጻዕሪ እኳ እንተኾነ፣ ነዚ መሰረት ብምሓዝን ብምምራሕን ንመጻኢ ዘድልዩኹም ነገራት የዳልወኹም። ሻሎም ሻሎም!
ሠላምኩም ይብዘሓለይ!
@tigrayuniversity1
ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ⓶⓵ በረከትን ረድኤትን ምስ ኩላትና ይኩን።
ቡሩክ ዕለተ ሶኒ ይግበረልና!
@tigrayuniversity1
Reviews channel
- Added: Newest first
- Added: Oldest first
- Rating: High to low
- Rating: Low to high
Catalog of Telegram Channels for Native Placements
Tigray-University(ሓበሬታ) is a Telegram channel in the category «Образование», offering effective formats for placing advertising posts on TG. The channel has 2.7K subscribers and provides quality content. The advertising posts on the channel help brands attract audience attention and increase reach. The channel's rating is 27.7, with 1 reviews and an average score of 5.0.
You can launch an advertising campaign through the Telega.in service, choosing a convenient format for placement. The Platform provides transparent cooperation conditions and offers detailed analytics. The placement cost is 1.2 ₽, and with 3 completed requests, the channel has established itself as a reliable partner for advertising on Telegram. Place integrations today and attract new clients!
You will be able to add channels from the catalog to the cart again.
Комментарий